Kiros Asfaha - Meat Were (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music
Kiros Asfaha Kiros Asfaha
110K subscribers
2,024,213 views
18K

 Published On Apr 7, 2020

Songwriter & compositor Kiros Asfaha
keyboard: Tala Luji
Bass guitar: Tala Luji
Studio: Megamix
Camera: Sebahtu (Sibe)
Director: Fishaye (Fish)
Dancers: Mebrahtu (Mebre)
Liya
Meron
Yodit


ግጥምን ዜማን : ኪሮስ ኣስፋሃ
ኪቦርድ : ታላ ሉጂ
በይዝ ጊታር : ታላ ሉጂ
ስቱድዮ : ሜጋሚክስ
ሳኣላይ : ስባህቱ (ስቤ)
ኣላዪ : ፍሳሃየ (ፍሽ)
ሳዕሳዕቲ :መብሬ
ልያ
ሜሮን
ዮዲት

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2


OFFICIAL Albums :
Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m


An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.

All rights reserved ® HABESHA PLUS
   / habeshaplus  


#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic

Lyrics
መዓት ወረ

መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ
መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ

መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ
መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ

ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ
ተጸሊሉ ዓቢዱ

ተበላሽዩ ዓዊሉ
ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ

ተስፋታቱ ሃሲሱ
ንድሕሪት ተጎሲሱ

ሰሚዐዮ ዕላለይ
ካብ ሓቂ ዝራሓቐ

ኣኾሪኒ’ኳ እንተ ኾነ
መሊሰ ግን ስሒቐ

መን ከብድኹም ረገጾ
መን ኣርሒልኩም’ከ ማዕጾ

ስቕ ክብረት’ዩ ክበሩ
ሰስራሕኩም ግበሩ

ምኽንያቱ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ
ኣነ ጥራይ’የ

ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ
ኣነ ጥራይ’የ

ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ

ብዘይካ ንመልክዐይ
ንዉሽጠይ መን ይፈልጦ

ሕማመይ መን ይፈልጦ

ጸገመይ መን ይፈልጦ

ስለይ ንመን ይዓጦ

እከለ እንታይ ሓበጦ

ከምዚ ኾይኑ ከምዝ’ባ
ሓሚሙ ጸሚሙ’ባ

ዓቢሩ ጸሊሙ’ባ
ዝሃበካ ዘረባ

ከም ሃመማ ናብ ጸባ

ግደፉኒ’ንዶ ግደፉ
ጎሲኹምኒ ሕለፉ

ብዛዕባይ ኣይተዕልሉ
በጃኹም ስቕ ክኣሉ

ምኽንያቱ

ኣነ
ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

ኣነ
ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ

መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ
መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ

ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ
ተጸሊሉ ዓቢዱ

ተበላሽዩ ዓዊሉ
ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ

ተስፋታቱ ሃሲሱ
ንድሕሪት ተጎሲሱ

ሰሚዐዮ ዕላለይ
ካብ ሓቂ ዝራሓቐ

ኣኾሪኒ’ኳ እንተ ኾነ
መሊሰ ግን ስሒቐ

መን ከብድኹም ረገጾ
መን ኣርሒልኩም’ከ ማዕጾ

ስቕ ክብረት’ዩ ክበሩ
ሰስራሕኩም ግበሩ

ምኽንያቱ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ,,,,

እቲ ናይ ክለይ ጉዳይ
ናተይ ሙዃኑ ኣሚነ
ንሰማይ ተማሕጺነ
ስቕ ኢለ እንድየ ዘለኹ
እንታይ ክብል ተሰሚዐ
ገዛ ዓጽየ እንድየ ነቢዐ

ንዓይ ልዕለይ ዝሓሊ
እስኪ’በል ኣለኹ’ነ

ሂወተይ ሂወት ክትመስል
መን ኣሎ ልዕለይ ዝምነ

ንኣድጊ ዘይ ከበዶስ
ንመጽዓን ከበዶ ኮይኑ

ዕዳጋኹም ሰሲኑ
ንምንታይ ትፍትኑኒ

ኣጉል ወረ ትብትኑ

ኣይፋልኩምን ክቡራት
ግደፉኒ ንእዋኑ

ምኽንያቱ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

show more

Share/Embed