New Eritrean music by Kahsay (Zawya)/ሕጉስ ኢለ ብ ድምጻዊ ካሕሳይ ሃብተስላሴ (ዛውያ) /2024
Eri-mama Entertainment  ኤሪ -ማማ  ኢንተርተይመንት  Eri-mama Entertainment ኤሪ -ማማ ኢንተርተይመንት
15.6K subscribers
13,110 views
796

 Published On Sep 14, 2024

ርሑስ በዓል ቅንያት ቁዱስ የውሃንስን መስቀልን ! ሕጉስ ኢለ ብ ድምጻዊ ካሕሳይ ሃብተስላሴ (ዛውያ) link    • New Eritrean music by Kahsay (Zawya)/...  
ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪ-ማማ 2 ኢንተርተይመንት እንቓዕ ብድሓን መጻእኩም ናብዛ ሓዳስ ዩቱብ ቻነል ኤሪ-ማማ 2 ኢንተርተይመንት ሳብስክራይብ ጌርኩም ኣተባብዑና ። ናይ ጋዕዳ ደርፍታት በብዓይነቱ ዜማታት ሒዝና ምስ ድምጻዊ ካሕሳይ ዛውያ መጺናኩም ኣለና።
ሎሚ ክኣ ንጽል ደርፊ ሕጉስ ኢለ ትብል ሒዝና ደበኽ ኢልና ኣለና እሞ ሞራል ኣይተውሑድልና ኢኹም። ናይ ኣውዳመት ክልእ ተወሳኪ መደባት ውን ኣለና ኣብ ቀረባ ግዜ ክንመጸኩም ኢና ሎሚ ምሸት ወይ ጽባሕ።
ዕላማ ናይዛ ቻነል ነዚ ይመስል- ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ዝጠፍኡ ደረፍቲ፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ሓደስቲ ሸዋት፣
ድራማ ናይ ጋዕዳ ወይ ፍግራ ደርፍታት ወዘተ ምፍራይ ኢዩ ። ሓንቲ ካባኹም ዝድለ ሳብስክራይብ ፣ኮመንት ፣ላይክ ከምኡ ውን ሼር ኢዩ። የቀንየልና @Eri-mama2Entertainment
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Follow us on ፈይስቡክ/facebook-https://www.facebook.com/profile.php?...
ቲክቶክ/tiktok- / uczrhr8qjlcybxdg5gk8vahw ​
Instagram/ ኢንስተግራም- / selamtekle73 ​
ኣብዚ ሳብስክራይብ ግበሩ- / @eri-mama2entertainment ​
Copyright @ ( Eri-mama 2 entertainment )Any illegal reproduction of this content in any form will result in immediate action against the person concerned.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ!

show more

Share/Embed